News
ጾመ ሮሞዳን ኣብቲ ዝወዓየ ኣዋርሕ ከም ሰነን ሓምለን ኣብ ዝውዕለሉ፡ ብሰንኪ እቲ ከቢድ ዋዒ፡ ኣብ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ፍርቂ መዓልቲ ስዕረት ዝእወጀሉ ግዜ ምንባሩ ነበርቲ ይጠቕሱ። ሎሚ ዓመት ብተዛማዲ ኣብ ዝሑል ወቕቲ ይካየድ ምህላው ተዛማዲ ብልጫ ከም ዘለዎ ነበርቲ ወሲኾም ይዛረቡ። ...
The code has been copied to your clipboard.
ኢትዮጵያውያንን ዓለምለኸ ትካላትን ኣብ ክልል ትግራይ ህይወት ናይ ምድሓን ስራሕ ብዝበለጸ ንክሰርሑ ተሰናባታይ ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክል ...
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብኢሱ ዝቐፀለ ኲናት ዝመበገሲኡ ምምዝባላት ሰባትን እኹል ቀረባት ኣፋውስን ሕክምናን ብዘይምርካቦም ሰባት ብቐሊሉ ክሓውዩ ብዝኽእሉ ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ውሱናት ሰባት መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን እገዳ ክግበር ንዘሕለፎ ውሳነ መንግስቲ ኤርትራ ቀዳም 18 መስከረም ...
ኣብ ኢትዮጵያ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ዜጋታት መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈጸመሉ ከባቢ ሰራዊት ምክልኻል ካብ ትማሊ ጀሚሩ ተሪር ስጉምቲ ይወስድ ምህላዉ ...
"ሓይልታት ትግራይ ምስ ሰራዊት ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ዝበጽሑ፡ ሃገርን ህዝብን ናብ ገደል የእቱ ንዘሎ ናይ ጥፍኣት ሓይሊ ...
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ(ኢሰመኮ) ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ሬሳታትን ሓደ ሰብ ብህይወቱን ብሓዊ ከምዝተቓጸሉ ምርግጋጹ ብምምልካት፡ ነቲ ተግባር ...
ኣብ ጥቓ ከተማ መቐለ ዝርከብ ቶጎጓ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ንዕዳጋ ኣብ ልዕሊ ዝወፀ ህዝቢ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ቖሲሎም ሕክምና ንምርካብ ተኸኪሎም ዝነበሩ ሰባት ...
ኣብ ቀዳማይ ዙርያ 75-ሽሕ ዕጡቓት ነበር ዕጥቂ ናይ ምፍታሕን ናብ ማእከላት ተሃድሶ ናይ ምእታው ከይዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ሓሙስ 21 ሕዳር 2024 ተጀሚሩ። ነዞም ...
Results that may be inaccessible to you are currently showing.
Hide inaccessible results