News
ጾመ ሮሞዳን ኣብቲ ዝወዓየ ኣዋርሕ ከም ሰነን ሓምለን ኣብ ዝውዕለሉ፡ ብሰንኪ እቲ ከቢድ ዋዒ፡ ኣብ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ፍርቂ መዓልቲ ስዕረት ዝእወጀሉ ግዜ ምንባሩ ነበርቲ ይጠቕሱ። ሎሚ ዓመት ብተዛማዲ ኣብ ዝሑል ወቕቲ ይካየድ ምህላው ተዛማዲ ብልጫ ከም ዘለዎ ነበርቲ ወሲኾም ይዛረቡ። ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ገጣሚ፡ ኣርታዒ፡ ጋዜጠኛን ጸሓፊ ሓጸርቲ ዛንታታን ሃይለ ቢዘን፡ ኣብቲ ንልዕሊ 30 ዓመታት ዝኸይድ ኣዝዩ ንጡፍ ናይ ስነ-ጽሑፍ ህይወቱ፡ እንተስ ብግጥምታቱ ...
ምስ ናይ ኤርትራ ወደብ ዓሰብ ንምርኻብ ተሓሲቡ ኣብዚ ሰሙን`ዚ ዝተጀመረ ፕሮጀክት ጽርግያ፡ ንርክብ ንግዲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሐይልን ማሕበራዊ ምትእስሳር ...
ኢትዮጵያውያንን ዓለምለኸ ትካላትን ኣብ ክልል ትግራይ ህይወት ናይ ምድሓን ስራሕ ብዝበለጸ ንክሰርሑ ተሰናባታይ ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክል ...
ኣብ ጥቓ ከተማ መቐለ ዝርከብ ቶጎጓ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ንዕዳጋ ኣብ ልዕሊ ዝወፀ ህዝቢ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ቖሲሎም ሕክምና ንምርካብ ተኸኪሎም ዝነበሩ ሰባት ...
ኣብ ፈለማ 60ታት ብኣርካን ኢትዮጵያዊ ደራሲ ሃዲስ ኣለማየሁ ዝተጻሕፈትን ብብዙሓት ጸሓፍትን ኣንበብትን ዓቢ ኣድናቖትን ተቀባልናትን ዝረከበት “ፍቅር እስከ ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
The code has been copied to your clipboard.
ቅድሚ 21 ዓመታት ብ29 ሰነ 2001 ኣብ ስደት ዝዓረፈ ኤርትራዊ ገጣሚ ርእሶም ሃይለ ዛጊት ዝልዓለ ሸፈነን ተበጽሕነት ዝረኸበ’ዩ። ኣስታት ክልተ ሽሕ ግጥምታት ...
ንሰለስተ መዓልታት ኣኼባ ዘካየዱ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ጸጥታን ክልል ትግራይ፡ ድሕሪ ኣኼባኦም ኣብ ዝሃቡዎ በዓል 13 ነጥብታት መግለጺ፡ "ብኣቶ ጌታቸው ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results